Season's Savings | ₹5/mo for 3 months

₹199/month after first 3 months. Renews automatically. Terms apply.
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ምስ ፕረዚደንት ፑቲን ከይሰኣል ምሕጽንታ ቀሪቡሉ እንተነበረ'ኳ ንክብሪ ኣአንጋዲት ሃገር'የ ፈጺመዮ ይብል cover art

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ምስ ፕረዚደንት ፑቲን ከይሰኣል ምሕጽንታ ቀሪቡሉ እንተነበረ'ኳ ንክብሪ ኣአንጋዲት ሃገር'የ ፈጺመዮ ይብል

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ምስ ፕረዚደንት ፑቲን ከይሰኣል ምሕጽንታ ቀሪቡሉ እንተነበረ'ኳ ንክብሪ ኣአንጋዲት ሃገር'የ ፈጺመዮ ይብል

Listen for free

View show details
About this listen
ንሎሚ ዝተዳለወ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (ኣርእስታቱ)፡ * ልዑል ትጽቢት ዝተገብረሉ ስሉሳዊ ርክብ ሺ ጂንፒንግ፡ ዶናልድ ትራምፕን ቭላድሚር ፑቲንን ኣብ’ቲ ኣብ ሸንዘን ዝካየድ ዋዕላ ኤፔክ ይካየድ፡ * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ኣንቶኒ ኣልባነዚ ኣብ መኽፈቲ ዋዕላ ኤፔክ ሩስያዊ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝነበሮ ናይ ሓባር ስእሊ ተረኪቡ። * መዝገበ ቃላት ካምብሪጅ፡ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ዓመታዊ ቃል 2026 ክከውን ዝመረጾ ‘Human’ ዝብል ቃል ምዃኑ ኣፍሊጡ

#sbsaudiopodcast
adbl_web_anon_alc_button_suppression_t1
No reviews yet